Fana: At a Speed of Life!

ኣውሮፕላን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባነጋ መቐለ እንትዓርፍ ትሑት ጉድኣት ከምዘጋጠሞ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣውሮፕላን ተጓዓዚያ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባነጋ መቐለ እንትዓርፍ ትሑት ጉድኣት ከምዘጋጠሞ ተገሊፁ

እቲ ጉድኣት ኣብ ተሳፈርቲን ሰራሕተኛታት በረራን ዘጋጠመ ምንም ጉድኣት ከምዘየለ እቲ መገዲ ኣየር ኣረጋጊፁ።

ቁፅሪ በረራ ET106/18 ዝኾነ ኣውሮፕላን ካብ ኣዲስ ኣበባ ቀትሪ ሰዓት 6፡30 ብምብጋስ ሰዓት 8፡10 ድሕሪ ቀትሪ ኣብቲ መዕርፎ ነፈርቲ ከምዝበፅሐ ተገሊፁ።

ምኽኒያት እቲ ሓደጋ ይፃረ ከምዘሎ ኣብ ማሕባራዊ ሚዲይኡ ዝገለፀ እቲ መገዲ ኣየር፥ ብዘጋጠመ ኩነታት ንዝተንገላትዑ ተጓዓዝቲ ይቕሬታ ሓቲቱ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.