Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዝኽእላሎም ዛዕባታት ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዝኽእላሎም ዛዕባታት ምዝታየን ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ገሊፁ።

እቲ ሚኒስቴር ምስ ኣባላት ጉዳያት ምክልኻል ሃገር ፓርላማ ፈረንሳይ ከምዝዘተየ ተገሊፁ።

ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፌዴሪኢ ብርጋዲየር ጄኔራል ወርቁ ከበደ፥

ሚኒስትር ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፌዴሪኢ ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ነቶም ኣባላት ልኡኽ ብምቕባል ኣብ ዘዘራረብሉ እዋን ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ርክብ ብዙሕ ዓማውቲ ዘቑፀረ ከምዝኾነ ምግላፆም ሓላፊ ቤት ፅሕፈት  ምክልኻል ሃገር ብርጋዲየር ጄኔራል ወርቁ ከበደ ገሊፆም።

ኢትዮጵያ ምስ ፈረንሳይ ዘለዋ ርክብ ኣጠናኺራ ንምቕፃል ባህጊ ከምዘለዋ ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ምዝራቦም ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ መክልኻል ሃገር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.