Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ምስጋኑ ምስ ልኡኻት ሕቡራት ኢሚሬትስ ዓረብ፣ ኡጋንዳን ደቡብ ኣፍሪካን ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ምስ ልኡኻት ሕቡራት ኢሚሬትስ ዓረብ፣ ኡጋንዳን ደቡብ ኣፍሪካን ዘቲዮም።

ኣምባሳደር ምስጋኑ ትማሊ ኣብ ዝጀመረ መበል 19 ጉባኤ ሚኒስትራት ጎስጓስ ገለግለኛ ሃገራት (ናም) ይሳተፉ ኣለዉ።

እቲ ጉባኤ፥ ዝሓሸ ምትሕብባር ንዓበራዊ ዓለም ለኸ ፅዕንቶ” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ።

ክሌማዊ ለውጢ፣ ፀፅታ፣ ልምዓት ኢኮኖሚን ማሕበረሰብን ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓለል ለኻዊ ዓበይቲ ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ኣምባሳደር ምስጋኑ ጎኒ ንጎኒ እቲ ጉባኤ፥ ምስ ልኡኻት ሕቡራት ኢሚሬትስ ዓረብ፣ ኡጋንዳን ደቡብ ኣፍሪካን ዘቲዮም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.