Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምፍናው ታቦትን በዓል ጥምቀትን ብሰላም ንምኸባር ዘኽእል እኹል ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምፍናው ታቦትን በዓል ጥምቀትን ብሰላም ንምኸባር ዘኽእል እኹል ምድላው ከምዝተገበረ ቢሮ ምምሕዳር ፀፅታን ሰላምን ገሊፁ።

እቲ ቢሮ ኣብታ ከተማ ምስ ዘለዉ 141 ሺሕ ኣባላት ሰራዊት ሰላም ዘቲዩ።

ሓላፊት እቲ ቢሮ ሊዲያ ግርማ፥ ምስ ኣባላት ሰራዊት ሰላምን ሓይሊታት ፀፅታን ብምትሕብባር ሰላምን ድሕንነትን እታ ከተማ ኣብ ምርግጋፅ ልዑል ግደ ይፃወቱ ከምዘለዉ ምግላፀን ግዜኢ ፀብፂቡ።

ብፍላይ ኣብ ኣደባባይ ዝግበሩ በዓላት ብሰላም ንክኽበሩ ኣብ መግባር እቶም ኣባላት ሰራዊት ሰላም ግደኦም ልዑል ከምዝኾነ ተዛሪበን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.