Fana: At a Speed of Life!

ተሳፋሪ ኣተኣጓጒሎም ዝተባህሉ 823 ኣሽከርከርቲ ተቐፂዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ  ኣዲስ ኣበባ ተሳፋሪ ኣተኣጓጒሎም ዝተባህሉ 823 ናይ ህዝቢ ግልጋሎት ትራንስፖርት ወሃብቲ ኣሽከርከርቲ ልዕሊ 596 ሺሕ ብር ተቐፂዖም።

መቕፃዕቲ ገንዘብ ካብ ዝተመሓላለፈሎም ብተወሳኺ ብምኽሪ ዝተሓለፉ ከምለዉ እውን ምክትል ሓላፊ ቢሮ ትራንስፖርት ኣዲስ ኣበባ ዳዊት ዘለቀ (ኢ/ር) ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ተዛሪቦም፡፡

እቲ ቢሮ ተሳፈርቲ ኣብ ዘተኣጓጉሉ ኣሽከርከርቲ ዝወስዶ ስጉምቲ ኣጠናኺ ከምዝቕፅል እውን ኣብገንዚቦም፡፡

ካብዚ ብተወሳኺ ልዕሊ 1 ሺሕን 418 ኣብ ስራሕቲ ግልጋሎት ትራንስፖርት ህዝቢ ዝተዋፈሩ ኣሽከርከርቲ ልዕሊ ታሪፍ እናኽፈሉ ብምርካቦ ብገንዘብ ክቕፅዑ ከምዝተገበረ ኣብሪሆም፡፡

ብታሪክ ኣዱኛ

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.