Fana: At a Speed of Life!

ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምስ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሶማሊላንድ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ፌዴሪኢ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምስ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሶማሊላንድ ሜጄር  ጄኔራል ኑህ ኢስማኤል ታኒ ዘቲዮም

እቲ ዘተ ኣብ ወተሃደራዊ ምትሕብባር ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ብላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሶማሊላንድ ሜጄር  ጄኔራል ኑህ ኢስማኤል ታኒ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ።

እቲ ልኡኽ ኣብ ላዕለዋይ መምርሒ ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ እንትበፅሕ ብጄኔራል መኮንናት ኣቀባብላ ከምዝተገበረሎም ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ሰራዊት ምክልኻል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ፕሬዘዳንት ሶማሊላንድ ኣብ ቀረባ እዋን ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምዝታዮምን ሰነድ ስምምዕነት ምኽታሞምን ይዝከር።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.