Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ኣምባሳደራት ሰለስተ ሃገራት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ኣምባሳደራት ብሪታንያ፣ ፈረንሳይን ሩሲያን ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም።

እቲ ዘተ ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ንምጥንኻረወ፣ ኣብ ዞባዊ ጉዳያት ሓሳብ ንምልውዋጥ ሓበራዊ ኣብ ዝኾኑ ጉዳያት ዓውዲታት ምትሕብባር ንምፍላይ ዝዓለመ ከምዝኾነ ካብ ሚኒሰስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.