Fana: At a Speed of Life!

2023 ዓ.ም.ፈ ሕውነት ቻይናን ኢትዮጵያን ዝተጠናኸረሉ ከምዝነበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)2023 ዓ.ም.ፈ ሕውነት ቻይናን ኢትዮጵያን ዝተጠናኸረሉ ከምዝነበረ ተገሊፁ።

ኣብቲ ዓመት ርክብ ከልቲአን ሃገራት ብብዙሕ ዓውዲታት ሰትራቴጂካዊ ርክብ ዝተርኣየሉ ታሪኻዊ እዋን ነይሩ ተባሂሉ።

ብዲፕሎማሲያዊ ርክበን ኣብ ህንፀት ዓቕሚ፣ ሽግግር ፍልጠት፣ ኣብ ማሕበራዊን ኢኮኖሚያዊን ምትእስሳር ህዝቢ ምስ ህዝቢ እወንታዊ ውፅኢት ከምዝነበሮ ዥንዋ ፀብፂቡ።

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ 2023 ዓ.ም.ፈ ዝገበርዎ ዑደት ክልቲኣዊ ርክብ እተን ሃገራት ናብ ዝለዓለ ብርኪ ዘሰጋገረ ከምዝነበረ እውን ተሓቢሩ።

እቲ ዑደት ርክብ ኢትዮ-ቻይና ኣብ ዝኾነ ይኹን እዋን ተለዋዋጢ ዓለም ለኻዊ ኩነታት ፀኒዑ ዝነብር ስትራቴጂካዊ ሕውነት ከምዘሸጋገረ ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.