Fana: At a Speed of Life!

ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር 6ይ ዘበን መረፃ 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 5ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ።

ኣፈ-ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ኣሲያ ከማል÷ ነቲ ጉባኤ ብመደረ ከፊተን፡፡

ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣወል ኣርባ ድማ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ ሽዱሽተ ወርሒ በጀት ዓመት እናቕረቡ ከምዝኾኑ ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡

እቲ ጉባኤ ክሳብ ፅነባሕ ከምዝቕፅል እውን ተሓቢሩ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.