Fana: At a Speed of Life!

ባንኪ ዓለም ንዲጂታል መለለዪ መንነት ዝኸውን ደገፍ 350 ሚሊየን ዶላር ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ንብሄራዊ ዲጂታል መለለዪ መንነት ዝኸውን ደገፍ 350 ሚሊየን ዶላር ገይሩ።

ዳይሬክተር ኮሙኒኬሽን ብሄራዊ ዲጂታል መለለዪ መንነት ኣቤኔዘር ፈለቀ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥ እቲ መለለዪ መንነት ንኣገልግሎት ወሃብቲ ትካላት ኣሰራርሐአን ንክዝምንን ዲጂታላይዝ ንምግባርን ልዑል ግደ ኣለዎ።

ስለዝኾነ ብብርኪ ሃገር ተግባራዊ ንምግባር ምስ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን ካልኦት ትካላትን ብሓባር ብምኻን ይስራሕ ከምዘሎ ገሊፆም።

ባንኪ ዓለም ንዲጂታል መለለዪ መንነት ዝኸውን ደገፍ 350 ሚሊየን ዶላር ከምዝገበረ እውን ተዛሪቦም፤

ብብርኪ ሃገር 90 ሚሊየን ንዝኾኑ ዜጋታት ዲጂታል መለለዪ መንነት ንክረኽቡ ዘኽእ ከምዝኾነ ገሊፆም።

ብመላኩ ገድፍ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.