Fana: At a Speed of Life!

ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ህንፀት መሰረተ ልምዓት ውግእ ዝሰርሖም ስራሕቲ ግቡኡ ብብቕዓት ንምውፃእ ዘኽእሉ ኢዮም ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ህንፀት መሰረተ ልምዓት ውግእ ዝሰርሖም ስራሕቲ ግቡኡ ብብቕዓት ንምውፃእ ዘኽእሉ ኢዮም ተባሂሉ።

ሃገራዊ ለውጢ ስዒቡ ብዝተሰርሐ ስራሕቲ ሪፎርም እቲ ሓይሊ ኣየር ሃገር እትኾርዓሉ ልዑል ትካል መግባር ምዝተኽኣለ ተሓቢሩ።

ኣብዚ ሐዚ እዋን ብሰብ ሓይሊ፣ ኣጠቓቕማ ቴክኖሎጂ ኣብ ሓፂር እዋን ውፅኢት ከምዝተመዝገበ ሓለፍቲ ዲፓርትመንት እቲ ሓይሊ ኣየር ገሊፆም።

ስለዝኾነ እቲ ሓይሊ ኣየር ብኹሎም ዓውዲታት ልዕልነት ኢትዮጵያ ዝምጥን ዘመናዊ ትካል ናይ ምግባር ተግባር ተጠናኺሩ ምቕፃሉ ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.