Fana: At a Speed of Life!

መዓልቲ ሕብረት ብዝተፈላለዩ ስነ ስርዓታት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ዝኽበር ዘሎ መበል 18 ዓመት መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን በዓል፥ “መዓልቲ ሕብረት” ብዝብል ስያመ ብዝተፈላለዩ ስነ ስርዓታት ይኽበር ኣሎ።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሕብረትን ህብረ ብሄራዊነትን ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ብዘጉልህ መገዲ ኢዩ ዝኽበር ዘሎ ተባሂሉ።

ብተወሳኺ ባህላዊ ዜማታትን ሳዕሲዕታትን ብምቕራብ ሓድነት ብምጉላህ መርሃ ግብሪ ምውርራስ ባህሊ ይግበር ኣሎ።

ብመላኩ ገድፍ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.