Fana: At a Speed of Life!

መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ጂግጂጋ ውድድር ጉያ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 18 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ጂግጂጋ ውድድር ጉያ 5 ኪሎ ሜትሮ ተሳሊጡ።

እቲ ውድድር ካብ ሰዓት 12፡30 ንጎሆ ጀሚሩ ኣብ ኣደባባይ ሰይድ መሓመድ ዓብደላ ሓሰን ከምዝተኻየደ ተገሊፁ።

ሎሚ ዘበል ዝኽበር ዘሎ መበል 18 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን “ብዝሁነትን ማዕርነትን ንሃገራዊ ሓድነት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.