Fana: At a Speed of Life!

ዝወሃብ ዘሎ ስልጠና ሰላማ ዝተሓለወ ኢትዮጵያ ንምህናፅ ዘኽእል ዓቕሚ ዝፈጠረ ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኣባላት ኣመራርሓ መንግስቲ ዝወሃብ ዘሎ ስልጠና ዝከታተሉ ዘለዉ ሰልጠንቲ፥ ዝወሃብ ዘሎ ስልጠና ሰላማ ዝተሓለወ ኢትዮጵያ ንምህናፅ ዘኽእል ዓቕሚ ዝፈጠረ ኢዩ ኢሎም።

ኣብ ከተማ ባህርዳር ኣብ ማእኸል ስልጠና “ከእዳ ወደ ምንዳ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝወሃብ ዘሎ መበል ራብዓይ ዙር ስልጠና ይቕፅል ኣሎ።

ተሳተፍቲ እቲ ስልጠና፥ ኢትዮጵያ ኣጋጢሙዋ ካብ ዘሎ ፀገም ንምውፃእ ህንፀት ዓቕሚ ኣመራርሓ ለውጢ የምፅእ ኣሎ ኢሎም።

ኣብ ዛንታ/ተረኽ ኣተኲርካ ብምስራሕ ኢትዮጵያ ናብ ምዕባለ ንምስጋር ዘኽእል ዓቕሚ ምፍጣሩ እውን ምግላፆም ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.