Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ማዕከላዊ ኢትዮጵያ ኣብ ልምዓት ከተማታት ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ማዕከላዊ ኢትዮጵያ ኣብ ልምዓት ከተማታት ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብቲ መድረኽ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ እንደሻው ጣሰውን ምክትል ርእሰ ምምሕዳር  ኣይተ ኣንተነህ ፍቃዱን ሓዊሱ ኣመራርሓ ዞባታትን እቲ ክልልን ተረኺቦም።

በቢሴክተሩ ዝረኣዩ መሰረታዊ ፀገማት ብምፍላይን ምስ ኩሎም መዳርግቲ ኣካላት ብምርድዳእን ሓጋዚ ዓቕሚ ምፍጣር ኣብ ዘኽእል ኩነታት ከምዝዝተ ተገሊፁ።

ብመሰረት እዚ ፀገማት ብዘላቕነት ብምፍታሕ ዕግበት ተገልገልቲ ክብ ምባል ቀንዲ ዕላማ ኢዩ ተባሂሉ።

ብለይኩን ዓለም

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.