Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ስዑድ ዓረብ ኣብ ተርሚናል ወደብ ሞጆ ዑደት ይገብሩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ግልጋሎት ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ስዑድ ዓረብ ሳላሕ ቢን ናስር ኣል ጃስር ምስ ጉጅለ ልኡኾም ብምዃን ኣብ ተርሚናል ወደብ ሞጆ ዑደት ይገብሩ ኣለዉ።

ኣብቲ እዋን ዑደት÷ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ፌዴሪኢ ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ምስቲ ጉጅለ ልኡኽ ብምዃን ዑደት እናገበረ ከምዝኾነ ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እቲ ልኡኽ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ አንትበፅሕ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ብምዃ ኣቀባብላ ገይሮምሎም።

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.