Fana: At a Speed of Life!

ቱርኪ ኣብ ጉዳይ ፀሊም ባሕሪ ኢድ ኣእታውነት ኣሜሪካ ይኹን “ኔቶ” ከምዘይትደሊ ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቱርኪ ኣብ ጉዳይ ፀሊም ባሕሪ ኢድ ኣእታውነት ኣሜሪካ ይኹን ትካል ቃል ኪዳን ጦር ሰሜን ኣትላንቲክ “ኔቶ” ከምዘይትደሊ ኣፍሊጣ።

ኣብ ጉዳይ ድሕንነት እቲ ዞባ ቱርኪ ባዕላ ከምትኣክል እውም ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ እታ ሃገር ኤጁመንት ታትሎውሎ ተዛሪቦም፡፡

ኢድ ብዘእትዉ ሓይሊታት እቲ ዞባ ክርበሽ ከምዘይደልዩ ብፅኑዕ ምግላፆም መህር ፀብፂቡ፡፡

ኣብ ሞንጎ ኣውሮፓን እሲያን ዝርከብ ፀሊም ባሕሪ÷ ዩክሬን፣ ሩሲያ፣ ጆርጂያ፣ ቱርክ፣ ቡልጋሪያን ሮማኒያ ብሓባር ይጥቀማሉ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.