Fana: At a Speed of Life!

መሬት ገፀር ረብሓ ንክህብ ንምግባር ፍሉይ ጠመተ ምሃብ ከምዘድሊ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መሬት ገፀር ረብሓ ንክህብ ንምግባር ፍሉይ ጠመተ ምሃብ ከምዘድሊ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣተሓሳሲቦም።

እቲ ባይቶ ዝተፈላለዩ ረቀቕቲ ኣዋጃት ብምዝታይ ናብ ዝምልከቶም ቀወምቲ ኮሚቴታት መሪሑ።

ካብ መንጎ እቶም ረቂቕ ኣዋጃት ዝኾነ ምምሕዳርን ኣጠቓቕማን መሬት ገፀር ብዝምልከት ኣብ ዝገበሮ ዘተ፥ እቲ መሬት ረብሓ ንክህብ ንምግባር ፍሉይ ጠመተ ምሃብ ከምዘድሊ ሓቢሩ።

ብተወሳኺ ፈትሓዊ ኣጠቓቕማ እቲ መሬት ምርግጋፅ ብዘኽእል መገዲ ክረአ ኣለዎ ተባሂሉ።

ብይስማው ኣደራው

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.