Fana: At a Speed of Life!

እስራኤል ምስ ሃማስ ትደራደር ከምዘላ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ብሃማስ ዝተዓገቱ ንፁሃን ንምልቃቕ ትደራደር ከምዘላ ተገሊፁ።

ክልቲኦም ኣካላት ኲናት ካብ ዝጅምሩ ጀሚሮም ዝሓዝዎም ዜጋታት ንምልውዋጥ ኣብዚ ሐዚ እዋን ምቅርራቦም ተሓቢሩ።

እቲ ድርድር እንተሰሚሩ ብዕጡቓት ሃማስ ዝተዓገቱ ኣብዝሓ ህፃናትምን ደቂ ኣኒስቲዮን ከምዝልቀቑ ኣር ቲ ፀብፂቡ።

ሃማስ ኣስታት 70 ዝኾኑ ህፃናትምን ደቂ ኣኒስቲዮን ንምልቃቕ ድልዊ ከምዝኾነ ኣፍሊጡ።

እስራኤል  ናይ ሓሙሽተ መዓልቲ ደው ምባል ተዂሲ ተግባራዊ ንክትገብር ተሓቲታ።

ብተወሳኺ እሱራት ሃማስ ንክልቀቑን ዓለም ለኻዊ ሰብኣዊ ደገፍ ንክኣቱን ሓቲቱ ኢዩ ተባሂሉ።

እስራኤል ብግደኣ፥ ቅድሚ ምስምዕማዓ እቲ ጉጅለ ብዛዕባ ዝሰዶም ንፁሃን ዜጋታት እኹል መረዳእታን መረጋገፅን ከምእትደሊ ኣፍሊጣ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.