Fana: At a Speed of Life!

ብዘይሕጋዊ መገዲ ናብ ወፃኢ ዓዲ ክወፅእ ዝነበረ ልዕሊ 500 ኪሎ ግራም ጫት ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ ካብ ኢትዮጵያ ናብ ወፃኢ ዓዲ ክወፅእ ዝነበረ ልዕሊ 500 ኪሎ ግራም ጫት ከምዝተትሓዘ ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

እቲ ኣገልግሎት ምስ ኮሚሽን ጉምሩኽ ብምትሕብባር ከምዝሓዞ ተገሊፁ።

ክብደቱ 509 ነጥቢ 32 ኪሎ ግራም ዝምዘን ጫት ብ16 ሻንጣታት ብምዕሻግ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ለንደን ብመገዲ ኣየር ኢትዮያ ኣቢሉ ንምጉዕዓዝ ተሓሲቡ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ከምዝተትሓዘ ተሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.