Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ትካላት ፋይናንስ ዘሎ መጠን ዕቋር ልዕሊ 2 ትሪሊየን ብር ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትካላት ፋይናንስ ኢትዮጵያ ዘሎ መጠን ዕቋር ካብ 2 ትሪሊየን ብር ከምዝሓፈ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

ምክትል ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሰለሞን ደስታ÷ ባሕሊ ምዕቛር ሕብረተሰካብ እዋን ናብ እዋን ምምሕጣሽን ለውጢን እናተርኣየሉ ከምዝርከብ ተዛሪቦም፡፡

ብምዃኑ ባንኪታ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ በተለያዩ ትካላት ፋይናንስ ብሓፈሻ መጠን ገንዘብ ዕቋር 2 ነጥቢ 19 ትሪሊየን ብር ምብፅሑ ገሊፆም።

እቲ መጠን ዕቋር ኣብ ውሽጢ ሓደ ዓመት ብ25 ሚኢታዊ ሓለፋ ከምዘርአየ ገሊፆም።

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.