Fana: At a Speed of Life!

ምደባ ዩኒቨርሲቲ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ምደባ ዩኒቨርሲቲ ዕላዊ ገይሩ፡፡

ኣብ ዘበነ ትምህርቲ 2015 መጠቓለሊ ፈተና 12 ክፍሊ ወሲዶም መሕለፊ ውፅኢት ዘመዝገቡን ንሚኒስቴር ትምህርቲ ተፀዋዕቲ ኣብ ዝኾና ዩኒቨርስቲታት መንግስቲ ብመፃኢ ምክፋል (ስኮላርሽፕ) ትምህርቶም ንዝከታተሉ ስሩዓት ተምሃሮ ቅድመ ምረቓ ምደባ ትካል ካብዛ ሕዚ ሰዓት ጀሚሮም ቀፂሎም ኣብ ዝተዘርዘሩ ኣማራፂታት ምርኣይ ከምዝኽእሉ እቲ ሚኒስቴር ገሊፁ፡፡

ብመሰረት እዚ፦

Website: https://result.ethernet.edu.et/

Telegram bot: @moestudentbot ኣቢሎም ክርእዩ ይኽእሉ፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.