Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያን ኖርዌይን ኣብ ምምሕዳር ልምዓት ደኒ ብሓባር ንምስራሕ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ምስ ኣምባሳደር ኖርዌይ ኣብ ኢትዮጵያ ስቲያን ክሪስተንሰን ተዛቲዮም፡፡

ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ኢትዮጵያን ኖርዌይን ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ዘለዎም ምትሕብባር ብዝበለፀ ምጥንካር ኣብ ዝኽእላሉ ጉዳያት ተመያይጦም፡፡

ብፍላይ ኣብ ምሕደራ ዘላቒ ልምዓት ደኒ፣ ኣብ ክሌማዊ ለውጢን ዝዓረቑ ከባታት መሊስካ ብምልማዕን ብሓባር ብምውዳድ ንምስራሕ ተዛቲዮም፡፡

ካብዚ ብተወሳኺ ህይወት ዜጋታት ከመሓይሹ ኣብ ዝኽእሉ ሸቶታት ስርዓት ትራንስፎርሜሽን ምግቢ ትኹረት ከምዝገበሩ እቶም ኣምባሳደር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ፅሒፎም፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.