Fana: At a Speed of Life!

ከንቲባ ከተማ ቹንቾን ዶጊ ሃን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከብ ማእኸል መሰንከቲ እንጀራ ጎብኒዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ደቡብ ኮሪያዊት ከተማ ቹንቾን ዶጊ ሃን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ለሚ ኩራ ዝርከብ ማእኸል መሰንከቲ እንጀራ ጎብኒዮም።

ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ 90 መዓልቲታት ካብ ዝተሃነፁ ፕሮጀክታት ሓደ ዝኾነ እቲ ማእኸል÷ ሚያዝያ 2015 ዓ.ም ተመሪቑ ግልጋሎት ምሃብ ከምዝጀመረ ይፍለጥ፡፡

ኣብ መዓልቲ 288 ሺሕ እንጀራ ዘፍሪ እቲ ማእኸል÷ ን3 ሺሕን 280 ሰባት ዕድል ስራሕ ከምዝፈጠረ ኦቢኤን ፀብፂቡ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.