Fana: At a Speed of Life!

ዓመታዊ ጉባኤ ዓውዲ ጥዕና ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)‘ጥንኩር ፋይናንስ ጥዕና ንዘላቒ ልምዓት ጥዕና’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መበል 25 ዓመታዊ ጉባኤ ዘፈር ጥዕና ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ።

እቲ ጉባኤ ኣብ ኣዲስ ኣበባ፣ ኣብ ክልል ኦሮሚያን ከተማ ሸገር ዝተፈላለዩ ትካላት ጥዕና ኣወሃህባ ግልጋሎት ጥዕና ዑደት ብምግባር ኢዩ ተጀሚሩ።

ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ንሰለስተ ተኸታተልቲ መዓልቲታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዝካየድ ዓመታዊ ጉባኤኣፈፃፅማ ዓውዲ ጥዕና ዝግምገመሉን ናይ ቀፃሊ ኣንፈት ትኹረት ዝቕመጠሉን ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ብዙፋን ካሳሁን

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.