ብቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝተሃነፁ ናይ ዓቕመ ደካማታትን ኣቢያተ ትምህርቲን ርኽክብ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን ተፀዋዕቲ ትካላትን ኣብ ክረምታዊ ፕሮግራም ምግባረ ሰናይ ዝተሃነፁ ናይ ዓቕመ ደካማታትን ኣቢያተ ትምህርቲን ርኽክብ ተገይሩ።
እቶም ኣባይቲን ኣቢያተ ትምህርቲን ዝተሃነፁ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ሸገር ክፍለ ከተማ ፉሪ ወረዳ ገዳ ፋጂ እንትኾኑ÷ ንህንፀትን ንዝተፈላለዩ ናውቲን 21 ነጥቢ 9 ሚሊየን ብር ወፃኢ ተገይሩ፡፡
ብፍልፍል ሓሳብ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር ) ግልጋሎት ወለንታ ንዓቕመ ደካማታት ህንፀት ኣባይቲ ካብ ዝጅመር ከምዝፀንሐ ተገሊፁ፡፡
ብኣዳነች ኣበበ
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/…
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com