Fana: At a Speed of Life!

ንስደተኛታት ፋይዳ ዲጂታል መታወቂያ ንመሃብ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንስደተኛታት ፋይዳ ዲጂታል መታወቂያ ንመሃብ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ኣብ ሞንጎ ሰለሰት ትካላት ተፈሪሙ።

እቲ ስምምዕነት ዝተፈራረሙ ትካላት ግልጋሎት ስደተኛታትን ተመለስቲን ፌዴሪኢ፣ ብሄራዊ ቤት ፅሕፈት ፕሮግራም መታወቂያ ላዕለዋይ ኮሚሽን ጉዳይ ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ኢዮም።

እቲ ስምምዕነት ስደተኛታት ብዲጂታል መታወቂያ ኣቢሎም ኣብ ኢትዮጵያ ዝወሃቡ ዝተፈላለዩ ግልጋሎታ ክረኽቡ ከምዝኽእሉ ምግላፁ ግዜኢ ፀብፂቡ።

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.