ናብ ጂቡቲ ዝግበር በረራ ኣብ ሰሙን 17 ግዘ ክኸውን ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ዝቕፅል ወርሒ ጀሚሩ ናብ ጂቡቲ ዝግበር በረራ ኣብ ሰሙን ናብ 17 ግዘ ኣዕቢዩ፡፡
እቲ መገዲ ኣየር ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 1 ሕዳር 2023 ጀሚሩ ናብ ጂቡቲ ዝገብሮ በረራ ሰለስተ ናይ ለይቲ በረራታት ብምጅማር ከምዝኾነ እውን ተሓቢሩ፡፡
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/…
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com