ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ዓለም ለኸ ፈተናታት ኣብ ምብዳህ ንኹለ መዳይ ትካላት ፃውዒት ኣቕሪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ዓለም ለኸ ፈተናታት ኣብ ምብዳህ ንኹለ መዳይ ትካላት ፃውዒት ኣቕሪቦም።
እተን ትካላት ዓለም ዘለትሉ ኩነታት አንተዘይገሊፀን እቶም ፀገማት ብብቕዓት ምፍታሕ ኣይከኣልን ኢሎም።
ስለዝኾነ ፀገማት ኣብ ምፍታሕ ክረባረባ ፀዊዖም።
ዓለም ኣብ ዘይምርግጋዕ ኣቲያ ኣላ ዝበሉ እቶም ዋና ፀሓፊ፥ በቢቀጣንኡ ፖለቲካዊ ምስሕሓባት ምውሳኾምን ዓለም ለኸ ብድሆታት ይሕይሉ ከምዘለዉን ኣረዲኦም።
ብተወሳኺ ክሌማዊ ለውጢን ጎናዊ ፀገም ቴክኖሎጂን ፈተንቲ ኩነታት ከምዝፈጠሩ ገሊፆም።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።