Fana: At a Speed of Life!

እዚ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን መዓስከር ማዕገትቲ ከምዘይብሉ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እዚ መምርሒ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን መዓስከር ማዕገትቲ ከምዘይብሉ ኣፍሊጡ።

እቲ እዚ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ክሳብ ሐዚ  ዘለውዎ መዓስከራት መፅንሒ 5 ጥራሕ ከምዝኾኑ ኣብሪሁ።

ንሳቶም እውን ኣብ ኮምቦልቻ፣ ጎንደር፣ ባሕርዳር፣ ሸዋ ሮቢትን ኣዋሽ ኣርባን ዝርከቡ ኢዮም ኢሉ።

ኣብዞም ቦታታት  764 ተጠርጠርቲ ከምዘለውዎ ገሊፁ።

እዚኦም ድማ ብቦርድ ምርመራ ኣዋጅ ህፁፅ እዋንን ኮምሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያን ዑደት ከምዝተገበረሎም ኣብቲ መግለፂ ሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com7 /fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.