Fana: At a Speed of Life!

ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋቂ ማህማት መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋቂ ማህማት ንመላእ ኢትያዊያን መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም።

እቲ ዓመት ንመላእ ህዝቢ ዘበነ ሰላምን ምዕባለን ንክኸውን ተመኒዮም።

ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ብግደኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥  ንመላእ ኢትዮጵያዊያዊያን እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኢሎም።

2016 ዓ.ም ተስፋ፣ ሰላምን ስምምዕነትን ዝጥንክረሉ፣ ሓበራዊ ራእይ ልምዓት ዝስነቐሉ ኩነታት ንምፍጣር ብትግሃት ምስራሕ ይግባእ ክቡሉ ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com7 /fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.