Fana: At a Speed of Life!

ግዱሳት ተጋሩ 1 ነጥቢ 4 ሚልየን ብር ዝግመት ናውቲታት ትምህርቲ ሓጊዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ግዱሳት ተወለድቲ ወረዳ ክልተ ኣውላዕሎ ብ1 ነጥቢ 4 ሚልየን ብር ዝተዓደጉ ናውቲ ትምህርቲ ሓጊዞም።

እቶም ተቐማጦ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ ድያስፖራ ተወለድቲ እቲ ወረዳን ካልኦት ግዱሳት ወገናትን ብምትሕብባር ኢዮም እቲ ደገፍ ኣበርኪቶም።

እቲ ናውቲ ትምህርቲ ኣብ ሽዱሽተ ወረዳታት ንዝርከቡ ተምሃሮ ብሓገዝ ከም ዘበርከቱ ኣብ ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን

ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ንቐፃሊ’ውን ተመሳሳሊ ሓገዝ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.