Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ሓዱሽ ዓመት ሓፁር ኣፈላላይ ብምፍራስ ሓውልቲ ሓድነት እንተኽለሉ ኢዩ- ኣፈ-ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓዱሽ ዓመት ሓፁር ኣፈላላይ ብምፍራስ ሓውልቲ ሓድነት እንተኽለሉ ኢዩ ክብሉ ኣፈ-ጉባኤ ቤት መኽሪ ፌዴሬሸን ኣገኘሁ ተሻገር ገሊፆም።

ኣብ 2016 ተስፋ ዝፅነሰሉ፣ ካብ ዝሓለፈ ፈተናን ዓወትን ብምምሃር ንዝሓሸ ለውጢን ሓዱሽ ተስፋን ንባዕልትና እነዳልወሉ ኢዩ ኢሎም።

ቀፃሊ ዓመት ከም ሃገር ዘለዉና ፀገማት ተሻጊርና በፍቕሪ ኢድ ንኢድ ንተሓሓዘሉን ንሓደ ሃገራዊ ዕላማ አንስለፈሉን ኢዩ ከብሉ ገሊፆም።

ኣብዚ ሐዚ እዋን ድሕንነት ህዝቢ ዝህውኹ፣ ካብ ከባቢ ናብ ከባቢ ተዘዋዊርካ ንምስራሕ ዘዐንቅፉን ከም ሃገር ጉዕዞ ምዕባለና ናብ ድሕሪት ዝጎቱን ፀገማት እንቐርፈሉ ኢዩ ኢሎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.