Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ተወሰኽቲ 8 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ተወሰኽቲ 8 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ።

እቲ ሚኒስቴር ከምዝበሎ፥ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 447 ሰባት ምርመራ ላባራቶሪ ተገይሩሎም።

ካብዚኦም እቶም ሸሞንተ ብቫይረስኮሮና ከምዝተለኸፉ ምርግጋፁ ሓቢሩ።

ስለዝኾነ ክሳብ ሐዚ ብዝተገበረ ምርመራ ብድምር ኣብ ኢትዮጵያ 82 ሰባት በቲ ቫይረስ ተለኺፎም ኣለዉ ኢሉ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.