Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዘይሕጋዊ ዕዳጋ ኣብ ልዕሊ ዝተዋፈሩ 395 ሺሕ ነጋዶታት ስጉምቲ ተወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2015 ዓ.ም ኣብ ዘይሕጋዊ ዕዳጋ ኣብ ልዕሊ ዝተዋፈሩ 395 ሺሕ ነጋዶታት ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ሚኒስትር ንግድን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ።

እቲ ስጉምቲ ኣብ ክልልትን ምምሕዳር ከተማታትን በዝተገበረ ቁፅፅር ዝተወሰደ ኢዩ ተባሂሉ።

እቶም ነጋዶ፥ ብምኽዛን፣ ብዘይ ንግዲ ፍቓድ ብምንጋድ፣ ብዘይ ብፅሒት ካርድ ብምትዕድዳግ፣ ኣብ ምክፍፋል ስሚንቶን ነዳዲን ዘይሕጋዊ ተግባራት ዝተዋፈሩ ከምዝኾኑ ተሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.