Fana: At a Speed of Life!

ቻይና ውህደት ቀጣናዊ ኢኮኖሚ ኣፍሪካ ንምስላጥ ቁርፀኛ ምዃና ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ውህደት ቀጣናዊ ኢኮኖሚ ኣፍሪካ ንምስላጥ ቁርፀኛ ምዃና ኣፍሊጣ።

እታ ሃገር ትማሊ ኣብ ዝተሳለጠ ዘተ መራሕቲ ቻይና ኣፍሪካ ቅዋማ ዕላዊ ምግባራ ሲጂቲ ኤን ፀብፂቡ።

ቻይና ሰደድ ንግዲ ወፃኢ ኣፍሪካ ብምጥንኻርን ብምትእስሳርን ከምኡውን ቀጣናዊ ኢንቨስትመንት ብምፍላጥ ግደኣ ከምእትዋፃእ እቶም መራሕቲ ኣብ ዘውፅእዎ ሓበራዊ መግለፂ ቅዋም ተሓቢሩ።

መራሕቲ ኣፍሪካ ኣብ መግለፂ ቅዋሞም፥ ቻይና ንዝጀመረቶ ዓለም ለኻዊ ምዕባለ፣ ድሕንነትን ስልጣነን ኢኒሼቲቮች ኣፍልጦ ብምሃብ አመስጊኖም።

እቶም ኢኒሼቲቫት ብዝሃነት ንምጥንኻር ኢሉ እውን ምትሕብባር ልምዓት ቻይና – ኣፍሪካ ሰላምን ልምዓትን ዓለም ኣብ ምርግጋፅ ሓጋዚ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.