Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያውያን ዝሳተፉሉ መፃረዪ ውድድር 800 ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ሎሚ ካካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ወርቅነሽ መለሰን ሃብታም ኣለሙን ዝሳተፉሉ መፃረዪ ውድድር 800 ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ሎሚ ምሸት 3፡25 ኣብ ቡዳፔስት ክካየድ ኢዩ፡፡

እተን ኣትሌታት ነፍፃመ ንምሕላፍ ከካብ ምድበን 1ይ ወይ 2ይ ክወፅኣ ትፅቢት ይግበረለን።

እቲ መፃረዪ ውድድር ኣብ ሰለስተ ምድብ ተኸፊሉ ከምዝሳለጥ ተገሊፁ፡፡

ውድድር ፍፃመ እቲ ርሕቐት ድሕሪ ፅባሕ ምሸት ሰዓት 3፡45 ክካየድ ኢዩ።

7ይ መዓልቱ ኣብ ዝሓዘ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም÷ ኢትዮጵያ ክሳብ ሕዚ 1 ወርቂ፣ 3 ብሩር 2 ነሓስ ብድምር ሽዱሽተ ሜዳሊያታት ብምሓዝ 6ይ ደረጃ ሒዛ ትርከብ።

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.