Fana: At a Speed of Life!

ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ምስ ኣፈፃሚት ጉዳይ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ምስ ኣፈፃሚት ጉዳይ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ትሬሲ ጃኮብሰን ዘቲዮም።

እቲ ዘተ፥ ኣብ ልምዓታዊ ሴፍቲኔት ገፀር፣ ውሕስነት ምግቢ፣ ኣሲዳማነት ሓመድን ጥዕና ሓመድን ጠመተ ዝገበረ ኢዩ ተባሂሉ።

ብተወሳኺ  ኣብ ሰፋሕቲ ኢንቨስትመንት ሕርሻ፣ ክሌማዊ ለውጢ ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ምዝታዮም ኣብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.