Fana: At a Speed of Life!

ብ264 ሚሊየን ብር ዝተዓደጋ 25 ተሽከርከርቲ መወገድቲ ፈሳሲ ርስሓት መቐለ ሓዊሱ ን8 ከተማታት ተዋሂበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ብ264 ሚሊየን ብር ዝተዓደጋ 25 ተሽከርከርቲ መወገድቲ ፈሳሲ ርስሓት መቐለ ሓዊሱ ን8 ከተማታት ሂቡ።

ሚኒስትር ዴኤታ ኣምባሳደር ኣስፋው ዲንጋሞ፥ ካብ ባንኪ ዓለም ብዝተረኸበ ሓገዝ ገንዘብ ዝተዓደጋ ኢየን ኢሎም።

ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተገበረ ርኽክብ እተን ተሽከርከርቲ፥ ከተማ ሃዋሳ፣ ኣርባ ምንጭ፣ መቐለ፣ ድሬዳዋ፣ ሻሸመኔ፣ ኣዳማ፣ ጎንደርን ደሴን ከምዝተረከባ ሓቢሮም።

ኣብ ቀፃሊ ን14 ከተማታት ዝወሃባ 73 ተመሳሰልቲ ተሽከርከርቲ ካይዲ ዕድጊት ይፍፀም ኣሎ እወን ኢሎም ከብል ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.