ረቂቕ ሕገ መንግስቲ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ፀዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ረቂቕ ሕገ መንግስቲ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ብኣብዝሓ ድምፂ ኣባላት እቲ ጉባኤ ምስረታ ፀዲቑ።
ሎሚ ኣብ ከተማ ኣርባ ምንፅ ኣብ ዝተሳለጠ ጎባኤ ኮሚሽን ኣፅዳቒ ሕገ መንግስቲ እቲ ክልል ዝቐረበ ረቂቕ ሕገ መንግስቲ ብ10 ተቓውሞ፣ ክልተ ድምፀ ተኣቅቦ ኣበዝሓ ድምፂ ፀዲቑ።
ትሕዝቶ እቲ ሕገ መንግስቲ ንኣባላት እቲ ጉባኤ ብዝርዝር ቀሪቡ ዘተ ድሕሪ ምግባሩ ኢዩ ፀዲቑትሕዝቶ እቲ ሕገ መንግስቲ ንኣባላት እቲ ጉባኤ ብዝርዝር ቀሪቡ ዘተ ድሕሪ ምግባሩ ኢዩ ፀዲቑ።