Fana: At a Speed of Life!

ማይክሮ ፋይናንስ ደደቢት ክፍሊት ዕዳ ብ3 ወርሒ ኣናዊሓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ማይክሮ ፋይናንስ ደደቢት ብዓማዊላ ዝኽፈል ዕዳ ን3 ወርሒ ከምዘናወሐቶ ተገሊፁ።

ከም ኣድላይነቱ ድማ ካብኡ ንላዕሊ ክናዋሕ ከምዝኽእል ኣቦመንበር ቦርድ እታ ተካል ኣይተ ተኽለወይኒ ኣሰፋ ኣፍሊጦም።

እቲ ምንዋሕ ክፍሊት ዕዳ ዝምልከቶን ዘይምልከቶን ብዝብል ዝርዝር ኣፈፃፅማ ከምዘለዎ እውን ሓቢሮም።

ፍልፍል፦Tigrai Mass Media Agency

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.