Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ማእኸል ምርምር ካይዘን ብዝተሰርሑ ስራሕቲ ልዕሊ 4 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ካብ ብኽነት ድሒኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ሓምለ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማእኸል ምርምር ካይዘን ብዝተሰርሑ ስራሕቲ ልዕሊ 4 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ካብ ብኽነት ከምዝደሓነ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል ገሊፆም።

እቶም ሚኒስትር ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጃፓን ሃያሺ ዮሺማሳንን ካልኦት ኣመራርሓ መነግስቲን ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ምትሕብባር ጃፓንን ብመዃን ኣብቲ ማእኸል ዑደት ገይሮም።

እቲ ሓዱሽ ማእኸል ኣብ ዓመት 50 ሺሕ ሰልጠንቲ ምስልጣን ዘኽእል ዓቕሚ ከምዘለዎ ተገሊፁ።

ክሳብ ሐዚ ኣብ ማእኸል ምርምር ካይዘን ብዝተሰርሑ ስራሕቲ ልዕሊ 4 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ካብ ብኽነት ከመዝደሓነ እውን ተሓቢሩ።

ኣብ ኢትዮጵያ ኣስታት 1 ሺሕን 500 ንዝኾኑ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ደገፍ ካይዘን ብምግባር ብኽነት ምቕናስን እቶት ምስሳንን ከምዝተኽኣለ ተዛሪቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.