Fana: At a Speed of Life!

ሃገር ለኸ ፈተና 12 ክፍሊ ምሃብ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ ካልኣይ ብርኪ ትምህርቲ መልቀቒ ፈተና 12 ክፍሊ 2015 ዓ.ም ምሃብ ተጀሚሩ።

ሎሚ መዓልቲ ተፈተንቲ ማሕበራዊ ሳይንስ ተምሃሮ ኣብ ዩኒቨርሲቲታት ፈተነኦም እናወሰዱ ከምዝርከቡ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ፡፡

ሃገር ለኸ ፈተና ማሕበረዊ ሳይንስ 12 ክፍሊ÷ ካብ 19 ክሳብ 21 ሓምለ 2015 ዓ.ም ከምዝወሃብ ተገሊፁ፡፡

ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሀኑ ነጋ (ፕ/ር)÷ ኣጀማምራ ሃገር ለኸ ፈተና 12 ክፍሊ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጅግጅጋ ተረኺቦም ተመልኪቶም።

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.