Fana: At a Speed of Life!

ካቢኔ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ልዕሊ 17 ቢልየን ብር በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካቢኔ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ  ልዕሊ 17 ነጥቢ 3 ቢልየን ብር በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም ኣፅዲቑ።

እቲ ካቢኔ ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼባ ዝቐረበሉ ረቂቕ በጀት ዓመተ 2016 ብዝርዝር ከምዝዘተየ ተገሊፁ።

ብመሰረት እዚ ነቐፃሊ ዓመት ዝኸውን 17 ነጥቢ 368 ቢልየን ከም ዘፅደቐ ቤት ፅሕፈት ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.