Fana: At a Speed of Life!

ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ን2016 ዓ.ም ዝኸውን ልዕሊ 137 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ዓመታዊ በጀት ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ን2016 ዓ.ም ዝኸውን 137 ቢሊየንን 408 ሚሊየንን 472 ሺሕን 187 ብር ዓመታዊ በጀት ኣፅዲቑ።

ካብቲ ድም በጀት እቲ 89 ቢሊየንን 279 ሚሊየንን 467 ሺሕን ብር(65 ሚኢታዊት) ካብቲ ክልል ዝእከብ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ብለይኩን ኣለም

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.