Fana: At a Speed of Life!

ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ምስ ገለልተኛ ጉጅለ ገምጋም ፕሮግራማት ባንኪ ዓለም ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ምስ ገለልተኛ ጉጅለ ገምጋም ፕሮግራማት ባንኪ ዓለም ዘቲየን።

እቲ ጉጅለ ካብ 2012 ክሳብ 2022 ዓ.ም ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበረ ተሳትፎ ዝገምገመ እንትኸውን፥ መስ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ከምዝራኸብ ትፅቢት ይግበር።

ድሕሪ እቲ ገምጋም ኣብ ቀፀልቲ ትልሚታት ብምስንዳእ ዓውዲታት ምትሕብባር ልምዓት ከምዘለሊ ተሓቢሩ።

እቲ ገምጋም ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ዝሰርሖም ስራሕቲ ንኣብነት ምስ ለውጢ ክሌማ ዝተራኸቡ ተግባራት ከምኡውን ተሳትፎ ዓውዲ ውልቀ ክብ ብምባል ዝተሰርሑ ስራሕቲ ከምዝርቁ/ ካብቲ ሚኒስቴርዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.