Fana: At a Speed of Life!

ኣብ በጀት ዓመት 2014 ልዕሊ 15 ቢሊየን ብር ውዙፍ ተኣካቢ ሒሳብ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2014 ልዕሊ 15 ቢሊየን ብር  ኣብ ዝተፈላላያ ትካላት ውዙፍ ተኣካቢ ሒሳብ ከምዝተረኸበ ዋና ኦዲተር ፌዴራል ገሊፁ።

ኣብ እዋኖም ዘይተወራረዱ ውዙፍ ተኣካቢ ሒሳብ ኣብ ዝተገበረ 131 ኣብያተ ዕዮ ብሓፈሻ ልዕሊ 15 ቢሊየንን 125 ሚሊየንን ብር ሒሳብ ከምዘሎ ብኦዲት ከምዝተረጋገፀ ዋና ኦዲር መሰረት ዳምጤ ገሊፀን።

ሚኒስቴር ጥዕና፣ ሚኒስቴር ማይ መስኖን ከባቢ ቆላን ልምዓትን፣ ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል፣ ሚኒስቴር ባህሊን ስፖርትን፣ ኮሚሽን ስግኣት ሓደጋን ኣመራርሓ፣ ሚኒስቴር ትምህርቲ ዘይተወራረደ ተኣካቢ ሒሳብ ካብ ዝተረኸበለን ትካላት ተረቋሕቲ ከመዝኾና ተሓቢሩ።

እተን ትካላት ብመሰረት ደንቢን መምርሒን ንከወራርዳን ምእካብ ዘይኽእልኡ ድማ ኣፃርየን ስጉምቲ ንክወስዳን ከምዝተገለፀ ኣብ ቤት ምኽሪ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.