ህዝበ ሙስሊም በዓል ዓረፋ እንተኽብር ብሓድነትን ምትሕግጋዝን ክኸውን ይግባእ- ሼኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝበ ሙስሊም በዓል ዓረፋ እንተኽብር ብሓድነትን ምትሕግጋዝን ክኸውን ይግባእ ክብሉ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ሼኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ ገሊፆም።።
ሼኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ፥ ንመበል 1 ሺሕን 444 ዓመተ ሂጂራ በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) ንመላእ ሰዓብቲ እምነት እስልምና ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
ኣብ ስነስርዓት ሃጂ ስዑዲ ዓረቢያ ዝርከቡ እቶም ፕሬዚዳንት፥ ናይ ሎሚ ዓመት ጉዕዞ ሓጂ ካብ ኢትዮጵያ ብዙሓት ሁጃጃት ዝተሳተፍሉ ከምዝኾነ ገሊፆም።
ህዝበ ሙስሊም በዓል ዓረፋ እንተኽብር ብሓድነትን ምትሕግጋዝን ክኸውን ይግባእ እውን ኢሎም።
በዓል ዒድ ኣል-ኣድሃ (ዓረፋ) ኣብ ኢትዮጵያን ካልኦት ሃገራት ዓለምን ብሰዕብቲ ሃይማኖት እስልምና ብዝተፈላለዩ ስነስርዓታት ዝኽበር ኢዩ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።