ፖሊስ ፌደራል ኣብ ምብራቕ ኢትዮጵያ ንዝህነፅ ፕሮጀክት ዝኸውን እምነ ኲርናዕ ኣንቢሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ኣብ ምብራቕ ኢትዮጵያ ብልዕሊ 676 ሚሊየን ብር ንዝህነፅ ፕሮጀክት ዝኸውን እምነ ኲርናዕ ኣንቢሩ።
እቲ ፕሮጀክት ካምፕን ቤት ዕዮን ተወርዋሪ ፖሊስ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤልን ከንቲባ ምምሕዳር ድሬዳዋ ከድር ጁሃር እቲ እምነ ኩርናዕ ኣንቢረሙዎ።
ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ፥ እቲ ፕሮጀክት ኣብ ምብራቕ ኢትዮጵያ ማእኸል ተወርዋሪ ፖሊስ ብምዃን ኣብቲ ከባቢ ዘሎ ክፍለ ሰራዊት ብሓደ ግዘ ብምሓዝ ምምሕዳር ዘኽእል ኢዩ ኢሎም።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።