ብ4 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር ዝትግበር ትካላዊ ፕሮጀክት ደገፍ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ማክሮ ኢኮኖሚ ንምጥንኻር ዘኽእል እዛ ሃገር ብ4 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር ዝትግበር ትካላዊ ፕሮጀክት ደገፍ ዕላዊ ኮይኑ።
እቲ ፕሮጀክት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ብዝሰለዖ ደገፍ ገንዘብ ንዝቕፅሉ ሰለስተ ዓማውቲ ተግባራዊ ዝግበር ኢዩ ተባሂሉ።
ብሚኒስቴር ገንዘብ፣ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን፣ ብሄራዊ ባንኪን ካልኦት ትካላትን ዝሰርሑ ሰብ ሞያ ምርምርን መፅናዕቲን ፋንናንስን ኢኮኖሚን፣ ዓቕሚ ትንተና ፖሊሲ ብምጉልባት ማክሮ አኢኮኖሚ ንምጥንኻር ግደ ከምዘለዎ ካብ ሚኒስቴር ገንዘብ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።